ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዘይተሓስበ ጥንሲ
ሓንቲ ጓለንስተይቲ ክትጠንስ ከላን እቲ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ከኣ ዘይወጠነቶ ክኸውን ከሎን። እታ ጓለንስተይቲ ነቲ ጥንሲ ክትቅጽሎን ነቲ ህጻን ክትዕቅቦን ክትውስን ትኽእል፡ ወይ ከኣ ከም ውላዶም ንዘዕብይዎ ሰባት ትህቦም። ነቲ ጥንሲ ክትሰዶ እውን ምርጫምርጫካብ ዝተፈላለዩ ምርጫታት፡ ኣየናይ እዩ እቲ ዝበለጸ ወስኑ። ንኣብነት፡ ሰባት ውላድ ክህልዎምን ከይህልዎምን…ብዙሕ ምንባብ ኣለዋ።