ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኤች.ኣይ.ቪ
ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ። HIV ሕማማ ዘለዎ ሰብ መድሃኒት እንተድኣ ዘይወሲዱ፡ እቲ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ እናገደደ ይኸይድ፡ ናብ ኤይድስ ድማ ክምዕብል ይኽእል እዩ። ኤችኣይቪ ክድሕን ኣይኽእልን፣ ግን ናይ ኤችኣይቪ ኣፋውስ ነቲ ቫይረስ ኤችኣይቪ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ከእትዉዎ ይኽእሉ እዮም። ኤችኣይቪ ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ (STI) እዩ። ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ካብ HIV ዝመሓላለፍ ረኽሲ ይከላኸለልካ።