ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ወርሓዊ ጽግያት
ኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያትወርሓዊ ጽግያትኣብ ወርሒ ሓደ ግዜ' ብርሕሚ ጓለንስተይቲ ደም ምፍሳስ። ወርሓዊ ጽግያት ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት…ብዙሕ ምንባብ ብውሕዱ ንውሑዳት መዓልታት ይጸንሕ። ነፍስ-ወከፍ ወርሒ፡ 'ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ጓለንስተይቲ ሓደ ዝተጸግየ ዋህዮ እንቋቚሖ ንኽቕበል ድሉው ይኸውን። እታ ጓለንስተይቲ እንተዘይጠኒሳ፡ ኣካላታ ልፋጫዊ መምብረይናን ካልእ ገለ ደምን ካብ ማህጸን ንደገ የውጽእ።