ህጹጽ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲ
እዚ፡ ሓንቲ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ክትጥቀም ዘይትደሊን ከምኡ’ውን ክትጠንስ ዘይትደሊን ጓለንስተይቲ፡ ድሕሪ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምፍጻማ እትወስዶ ከኒና እዩ። ከምኡ’ውን "ናይታ ትቕጽል-ንግሆ ከኒና ተባሂሉ "ይጽዋዕ። እቲ ከኒና፡ ንጽፍዮ እንቋቚሖ ኣደናጕዩ፡ ጥንሲ ናይ ምሓዝ ዘሎ ተኽእሎ ዘጕድልእዩ። እቲ ጓለንስተይቲ፡ ነቲ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲከኒና መከላኸሊ ጥንሲጥንሲ ዝከላኸል ከኒና (ምክልኻል ጥንሲ ናይ ኣገባብ)። መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ውጽኢታዊ ዝኸውን ሓንቲ…ብዙሕ ምንባብ ቀልጢፋ ብዝወሰደቶ መጠን፡ ንኸይትጠንስ ዘለዋ ዕልስ ብኡ መጠን ዝዓበየ እዩ ዝኸውን። እንተተኻኢሉ፡ ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ክውሰድ ዝተመርጸ እዩ፡ እንተዀነ፡ ድሕሪ ዘይውሑስ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክሳብ 3 ወይ 5 መዓልታት ኣብ ዘሎ ግዜ ክውሰድ ኣለዎ። እቲ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ንኽንደይ መዓልታት እዩ ዝውሰድ ንዝብል ድማ፡ ኣብ ዓይነት ናይ’ቲ ዝውሰድ ከኒና እዩ ዝምርኰስ። ኣብ ቤት መሸጣ መድሃኒት፡ ህጹጽ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲህጹጽ ከኒና መከላኸሊ ጥንሲእዚ፡ ሓንቲ መከላኸሊ ጥንሲ ክትጥቀም ዘይትደሊን ከምኡ’ውን ክትጠንስ ዘይትደሊን ጓለንስተይቲ፡ ድሕሪ ጾታዊ ርክብ…ብዙሕ ምንባብ ክትረኽባ ትኽእላ ኢኽን። ስሩዓት ኣገባባት መከላኸሊ ጥንሲ ብብዝሒ ዝርከቡ እዮም።