ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ (IUD)

ኣብ ውሽጢ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ዝኣቱ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ (IUD) ማለት ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መሳርሒ ማለት’ዩ። ጥንሲ እተከላኸለሉ ኣገባብ እዩ (ኣገባብ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ እዩ)። ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ (IUD)ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ (IUD)ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ (IUD) ማለት ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መሳርሒ…ብዙሕ ምንባብ እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ናይ ማህጸን ሓኪም ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዘእትዋ ንእሽተይ ጥረ ነገር እያ። ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ (IUD)፡ ንጓለንስተይቲ ንዝመጽእ ካብ 5 ክሳብ 8 ዓመታት (ኣብ ዓይነት ናይ’ቲ መከላኸሊ ዝምርኰስ’ዩ) ካብ ጥንሲ ይከላኸለላ። ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ኣብ ውሽጢ ማህጸን ዝኣቱ መከላኸሊ ጥንሲ ወይ IUD ወይ ዝኾነ ካልእ ዓይነት መከላኸሊ ጥንሲ ከይተጠቕመት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምስ እትገብር፡ ድሕሪ እታ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝፈጸመትላ ግዜ፡ IUD ን 5 መዓልታት ኣብ ማህጸና እንተድኣ ተቐሚጡ፡ 'ካብ ጥንሲ ክከላኸለላ ይኽእል እዩ።