ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብረኽስታት ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ሕማም

ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STI) ጽግዕተኛ ነፍሳትጽግዕተኛ ነፍሳትኣብ ኣካላት ናይ ካልእ ሰብ ዝነብር፡ 'ኣብኡ ዝምገብን ነቲ ሰብ ዘጥቅዖን ኣዝዩ ደቂቕ…ብዙሕ ምንባብ ዝመሓላለፉ (ኣዝዩ ደቂቕ እንስሳ)። ብረኽስታት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝመሓላለፍ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ክትሸይን እንከለኻ ስሕት ኢሉ ቃንዛ ይፈጥረልካ እዩ። ኮንዶምካብ _W_ብረኽስታት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝመሓላለፍ ሕማም_W_ ይከላኸለልካ። ብረኽስታት ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ሕማም ጸረ-ነፍሳትክሓዊ ይኽእል እዩ።