ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መርመራ ጥንሲ
ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ጥንስቲ ድያ ኣይኮነትን ንምፍላጥ ንግበር መርመራ። ሓደ ካብቲ መርመራታት፡ ኣብ መፈተኒ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ ንኢሽተይ በትሪ ምእታው እዩ። በቲ መርመራ ጌራኪ ሽዑ፡ ጥንስቲ ዲኺ ኣይኮንክን ክትፈልጢ ትኽእሊ። መመርመሪ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ መሸጣ መድሃኒት ፋርማሲ ወይ ድማ ዓበይቲ ዱኳናት ክትዕድ ትኽእል ኢኻ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ድማ ክኢላ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ድማ ናይ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ መርመራ ብምክያድ፡ ናይ ጥንሲ መርመራ ከካይደልካ ይኽእል እዩ።