ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዝምድና ምስ ብዙሓት መጻምዲ

ክፉት ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ካብ ክልተ ንላዕሊ ፍቕራዊ ዝምድና

ምስ ብዙሓት መጻምዲ ኣብ ዝግበር ዝምድና፡ ሓዲኦም መጻምድኢ ቀዋሚ ዝምድና ክህልዎም ይኽእል፡ ወይ ከኣ ክልቲኦም ምስ ካልኦት ሰባት ዝምድና ይህልዎም። እዚ ከኣ፡ ክፉት ዝምድና ወይ ካብ ክልተ ንላዕሊ ፍቕራዊ ዝምድና ይበሃል። ብዛዕባ እቲ እትፈትውዎ ነገር፡ ንሓድሕድኩም ተዘራረቡ። 

ኣብ ኤውሮጳ፡ ኣብ ሓደ ግዜ ካብ ምስ ሓደ ሰብ ንላዕሊ መርዓ ምግባር ብሕጊ ክልኩል እዩ