ህጹጽ ኩነታት
ቅልጡፍ ተግባር ዝሓትት ኩነታት። ንኣብነት፥ ሓንቲ ጓለነስተይቲ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ከይተጠቕመት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ እንተፈጺማ’ሞ ጥንሲ ክትሕዝ እንተዘይደልያ፡ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናይ ህጹጽ እዋን መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ከኒናክትወስድ ኣለዋ። ወይ ሓደ ሰብ ዘይውሑስ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምስ ዝፍጽም’ሞ ኤችኣይቪ ተለኺፉ ክኸውን ከምዝኽእል እንተሓሲቡ/ባ፡ ሽዑ ንሱ ወይ ንሳ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ናይ PEP (post-exposure prophylaxis) ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ክወስድ የድልዮ/ያ።