ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መርዓ
ኣብ መንጎ 2 መጻምዲ ዝግበር ጽንብልን ሕጋዊ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ዝፈጥር ሕጋዊ ስምምዕን እዩ። እቶም መጻምዲ ወዲ-ተባዕታይ (ብዓል ቤት) ጓለንስተይቲ (በዓልቲ ቤት) ክኾኑ ይኽእሉ እዮም። ኣብ ቤልጁም ሓደ ወዲ-ተባዕታይ ንኻልእ ወዲ-ተባዕታይ ክምርዖ ወይ ሓንቲ ጓለንሰተይቲ ንካልእ ጓለንስተይቲ ክትምርዖ ይከኣል እዩ።