ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መንነት ጾታ

ውሽጥዊ ስምዒት ናይ ወዲ-ተባዕታይ፡ ጓለንስተይቲ ወይ ድማ ክልቲኡ ምህላው። ናይ ሓደ ሰብ ስምዒት ’ዝበዝሕ ግዜ ነቲ ናቱ ወይ ናታ ኣካላዊ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ እዩ ዝመሳሰል። ስግረ-ጾታውያንስግረ-ጾታውያንእዚ፡ እቲ ኣብ ግዜ ምውላድ ዝነበረ ናይ ሓደ ሰብ፡  ጾታ ምስ’ቲ ምስ ዓበዩ ዝስምዖም…ብዙሕ ምንባብ ሰባት፡ ጾታዊ መንነቶም ምስ ጾታኦም ኣይመሳሰልን እዩ።