ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
መደንዘዚ
ካብ ቃንዛ ነጻ ዝገብረካ መድሃኒት እዩ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ቅድሚ መጥባሕቲ ምግባሩ፡ ሓፈሻዊ መደዘዚ ይህበካ እዩ። ኣብ ከፊላዊ መደንዘዚመደንዘዚካብ ቃንዛ ነጻ ዝገብረካ መድሃኒት እዩ። እቲ ሓኪም ቅድሚ መጥባሕቲ ምግባሩ፡ ሓፈሻዊ መደዘዚ…ብዙሕ ምንባብ፡ እቲ መጥባሕቲ ዝግበረሉ ክፍሊ ኣካላት ጥራይ እዩ ዝድንዝዝ፡ ስለዚ ኣብ’ቲ ቦታ ዝኾነ ቃንዛ ኣይስምዓካን እዩ፡ እንተኾነ ግና ገና ብንቑሕካ ኢኻ ዘለኻ። ኣብ እዋን ሓፈሻዊ መደንዘዚ፡ እቲ መድሃኒት መላእ ኣካላትካ እዩ ዘደቅሰካ።