ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ (PrEP)

ናይ ኤችኣይቪ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ንምክልኻል ብናይ ኤችኣይቪ ኣፋዉስ ዝግበር ሕክምና መድሃኒት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ (Pre Exposure Prophylaxis)ናይ ኤች ኣይቪ.ረኽሲ ብልዑል ደረጃ ይንኪ። እቲ ናይ መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ ከኒና እቲ ተጠቃሚ ብግቡእ ክወስዶ እንከሎ ጥራይ እዩ ዝሰርሕ። መድሃኒት መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ ፣ ን ኤችኣይቪ ጥራይ እምበር ካልኦት ብስጋዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ስለዘይከላኸል ንኮንዶም ክትክእ ኣይኽእልን።