ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ምሕራም
ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዘይምግባር። ሓድሓደ ግዜ መጻምዲ ኣብ ግዜ ምፍራይ እንቋቚሖ ንምሕራም ከም መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ይጥቀምሉ። ሓንቲ ጓለንስተይቲ ኣብ ሓደ ዑደትዑደትኣብ ሞንጎ’ታ ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ ጓለንስተይቲ' ወርሓዊ ጽግያት ክሳብ’ታ ቀዳመይቲ መዓልታት ናይታ ትቕጽል…ብዙሕ ምንባብ ናይ ወርሒ ንኣስታት 6 መዓልታት ፍርያም ትኸውን። ምሕራምምሕራምጾታዊ ርክብ ዘይምግባር። ሓድሓደ ግዜ መጻምዲ ኣብ ግዜ ምፍራይ እንቋቚሖ ንምሕራም ከም መከላኸሊ…ብዙሕ ምንባብ ባህርያዊ ኣገባብ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ እዩ፡ ብቕኑዕ መንገዲ ከተተግብሮ ግን ከቢድ’ዩ።