ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምማህምማህደር እንቁቚሖ

' ወህዮታት እንቋቚሖ ዝዓብየሉ ኣካላት ናይ ጓለንስተይቲ እዩ። ሓንቲ ሰበይቲ 2 ማህደር እንቋቑሖ ኣለዋ። ስእተን ማህደር እንቋቚሖ፡ ምስ’ቲ ናብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ዝመርሕ ሻምብቆ ማህጸንሻምብቆ ማህጸንምስ ማህጸን ዝተራኸበ ኣካል። ሓንቲ ጓለንስተይቲ 2 ሻምብቆ ማህጸን ኣለዎ፡ 1 ኣብ ነፍሲ-ወከፍ…ብዙሕ ምንባብ ዝተላገባ እየን።