ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ረኽሲ ዕሲ

ብፋንጋስ ዝሰዓበ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ. ናይ ረኽሲ ፋንጋስ ናይ ጾታዊ ኣካላት ቀንዲ ምልክታት ምውሳኽ ፈሰስቲ ን ሰሓ ን እዮም። ረኽሲ ፋንጋስ ብዝልከ ቅብኣት ወይ ከኒናታት ክፍወስ ይከኣል። ረኽሲ ፋንጋስ ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክመሓላለፍ ይኽእል (ንሱ STIእዩ). ካልእ ጠንቅታት እዚኦም ክኾኑ ይኽእሉ፥ ምጥቃም ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ, ፡ ኣብ ግዚኡ ታምፖን ወይ ሞዴስሞዴስብጡጥ እተሰርሐ ንኢሽተይ በትሪ ኮይና ገመድ እተላገበ ኣለዋ። ሓንቲ ጓል ኣስንተይቲ ኣብ ግዜ…ብዙሕ ምንባብ .