ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ርሕማዊ ዓንኬል

ኣገባባት ምክልኻል ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ (ኣገባብ ምክልኻል ጥንሲ)። ዓንኬል ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ዝርአ፡ ተዓጻጻፊ ጎማ ዝመስል ኮይኑ ጽክታት ዝሓዘ እዩ። ሓንቲ ሰበይቲ ነታ ዓንኬል ናብ ርሕማ ከተእትዎን ከም ታምፖን ድማ ከተውጽእ ትኽእላ እያ። እታ ዓንኬል ን 4 ሰሙን ዝኣክል ካብ ጥንሲ ክከላኸለላ ይኽእል።