ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ሸንፈፍ ርሕሚ

ንመሸፈኒ ኮይኑ ዘገልግል ቆርበትኣብ ርሕሚ, ጒድበ> ከምኡውን መተሓላለፊ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ. ደቀንስትዪ 2 ጽምድታት ናይ ከንፈር ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ኣለወን። እቶም ግዳማዊ ከንፈር ርሕሚ ብጸጒሪ ዝተሸፈኑን ዝረጎዱን እዮም፡ እቶም ውሽጣዊ ከንፈር ርሕሚ ብጸጒሪ ዘይተሸፈኑን ዝቐጠኑን እዮም።