ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ብሕጊ ዝተኸልከለ
እቲ ተግባር ብሕጊ እተኸልከለ እንተድኣ ኮይኑ፡ ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ክትገብሮ ከም ዘይብልካ እዩ ዝሕብረካ። ገበናዊ ምጥሓስ ሕጊ እዩ። ብሕጊ እተኸልከለ ተግባር እንተድኣ ፈጺምካ፡ ክትቅጻዕ ኣለካ።