ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ብርሕሚ ዝወጽእ ጻዕዳ ፈሳሲ
ካብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ዝወጽእ ሕብሪ ኣልቦ ወይ ድማ ጻዕዳ ፈሳሲ ። እዚ ንቡር እዩ። እቲፈሳሲ ንርሕሚ ካብ ምድራቕ ይከላኸለሉ። ካብ ረኽስታት’ውን ይከላኸለሉ። ደቂ ኣንስትዮ ኣብተን ፍርያም ዝኾና ወርሓዊ ጽግያትን ኣብ ግዜ ጥንስን ዝበዝሐ ጻዕዳ ፈሳሲ ይመጸን።