ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ናይ ርሕሚ ባክተርያ

ብባክተርያ ዝለዓል ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ። ንርሕሚ ካብ ተጓዳእቲ ባክተርያ  ዝከላኸል መጠን ኣሲድ ተመዛቢሉ ኣሎ። እቲ ቀንዲ ምልክትሕማቕ ጨናን ዘለዎ ምፍሳስ ናይ ፈሳስ እዩ። ናይ ርሕሚ ባክተርያናይ ርሕሚ ባክተርያብባክተርያ ዝለዓል ረኽሲ ናይ ርሕሚ። ንርሕሚ ካብ ተጓዳእቲ ባክተርያ  ዝከላኸል መጠን ኣሲድ ተመዛቢሉ…ብዙሕ ምንባብ ብመድሃኒት ክፍወሱ ይከኣል’ዩ። እዚ፡ ብጾታዊ ርክብ ዝመላለፍ ረኽሲ (STI) ኣይኮነን።