ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ናይ ኦልትራሳውንድ መርመራ
ንዕሸል ኣብ መስኮት መመርመሪት ዘርኢ ምርመራ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ሓኪም ማህጸንሓኪም ማህጸንኣብ ግዜ ጥንሲ፡ ምክልኻል ጥንስን ሕማም ናይ ደቀንስትዮን ዝተኣሳሰር ክኢላ 'ክንክን ጥዕና ዝኾነ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ከብድኺ መለሳለሲ ፈሳሲ ይገብር፡ ከምኡ’ውን ነታ ናይ ኣልትራ ሳውንድ መሳርሒት ስእሊ ናይ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ምእንቲ ከተምጽእ ኣብ ልዕሊ ከብድኺ ይገብራ። እቲ ሓኪም ኣብ ግዜ ጥንስኺ፡ ዕሸልኪ ምስ ምሉእ ጥዕንኡ ከምዘሎ ንምርግጋጽን ኣብ ገለ እዋን ድማ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ናይቲ ዕሸል ንምፍላጥን ዝውለደሉ ዕለት ንምፍላጥን ብተደጋጋሚ ግዜ ናይ ኣልትራሳውንድ መርመራ ከካይደልኪ እዩ።