ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣብ ውሽጢ ሰብዓን ክልተን ሰዓታት ዝውሰድ መድሃኒት ኤች.ኣይ.ቪ (PEP)

እዚ ኣብ ውሽጢ ሰብዓን ክልተን ሰዓታት ዝውሰድ መድሃኒት ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ (ቅድሚ ናብ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ምቅላዕካ ዝግበር ምክልኻል)፡ ድሕሪ ዘይውሑስ ጾታዊ ምትንኻፍ፡ ናይ ኤችኣይቪ መድሃኒታት ዘለዎ ፍወሳምሃብ ማለት እዩ። እቲ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ እዚ፡ ስግኣትናይ ረኽሲኤችኣይቪ የጉድል። እቲ ፍወሳ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልታት ናይቲ ኣስጋኢ ምትንኻፍ ክጅምር ኣለዎ።