ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣንፍፊanኣንፊ መትሎ
ከቢብ ጫፍ ናይ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ እዩ። ኣንፊ መትሎ፡ እቲ ዝለዓለ ጾታዊ ስምዒት ዘለዎ ክፋል ናይ መትሎ እዩ። ቆርበት ርእሲ መትሎ ንኣንፊ መትሎ ይሽፍን። እተኸንሸበ ወዲ-ተባዕታይ ሽፋን ቆርበት ርእሲ መትሎ የብሉን።