ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ኣካለ-ድንግልና
ኣብ ወሰናስን መእተዊ ናይ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ዝርከብ ልምሉም ኣካለ-ድንግልናኣካለ-ድንግልናኣብ ወሰናስን መእተዊ ናይ ርሕሚ ዝርከብ ልምሉም ኣካለ-ድንግልና እዩ። እዚ ንርሕሚ ዝዓጹ ማሕተም…ብዙሕ ምንባብ እዩ። እዚ ንርሕሚ ዝዓጹ ማሕተም ኣይኰነን፡ እንተዀነ፡ ንመእተዊ ርሕሚ ከጽብቦ ይኽእል እዩ። ቅርጽን ዓቐንን ልምሉም ኣካለ-ድንግልና ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ደቂ-ኣንስትዮ ክፈላለ ይኽእል እዩ። ሓደ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ፡ ካብ’ዚ ልምሉም ኣካለ-ድንግልና ተበጊሱ፡ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ፈጺማ ዲያ ኣይፈጸመትን ክርእያ ይኽእል።