ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዉልቃዊ ኣበርክቶ

ብምወላ ድሕነት ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ናብ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ክትርአ፡ መድሃኒት ክትገዝእ ወይ ናብ ሕክምና ክትከይድ፡ ገንዘብ ዘይክፈለልካ። በቲ እትኸፍሎ ታሪፍ እዩ ዝኽፈለልካ።