ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ውወይውወይወይቦ ዓይነት ሲ

ብቫይረስ ዝተላዕለ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ናይ ጸላም ከብዲ እዩ። ወይቦ ዓይነት ሲ ብደማዊ ምትንኻፍ እዩ ዝመሓላለፍ። ንኣብነት፡ በላሕቲ መላጸታት ብምጥቃም፡ መጽረዪ ስኒ ብራሽ፡ መውግኢ መሳርሒታት፡ መጻወቲ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ወይ እቲ መጻምዲ ቁስሊታት እንተድኣ  ሃሊይዎ፡ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ዘይብሉ ናይ መሃንቱስ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምፍጻም። እዚ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፍ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ(STI) እዩ። ወይቦ ዓይነት ሲ መድሃኒት ብምውሳድ ክሓዊ ይኽእል እዩ። እቲ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ 12 ሰሙን ዝወስድ ክኸውን እንከሎ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ዕዉት እዩ።