ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዘቃጽል ስምዒት
ጾታዊ ህዋሳትካ ኣብ ሓዊ ከም ዘለዉ ዓይነት ዝስምዓካ ቃንዛ። እቲ ቃንዛ ኣብ ግዜ ወይ ድማ ድሕሪ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ጽቡቕ ጌርካ እንተድኣ ስሚዒትካ እንተዘይተባራቢሩ ክለዓለካ ይኽእል እዩ። እቲ ቃንዛ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት (STI)ክለዓል ይከኣል እዩ። ኣብ ከምዚ ኩነታት ክትሸይን እንከለኻ ዘቃጽል ስምዒትዘቃጽል ስምዒትጾታዊ ህዋሳትካ ኣብ ሓዊ ከም ዘለዉ ዓይነት ዝስምዓካ ቃንዛ። እቲ ቃንዛ ኣብ ግዜ…ብዙሕ ምንባብ ክህልወካ ይኽእል እዩ።