ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዘይውሑስ ስጋዊ-ርክብ

እቶም መጻምዲ ኮንዶምኮንዶምወዲ-ተባዕታይ ኣብ ዝቐንዐ መትሎ ዝወድዮ ረቒቕ መሸፈኒ ፕላስቲክ እዩ። እቲ ኮንዶም፡ እቲ ወዲ-ተባዕታይ…ብዙሕ ምንባብ ወይ ካልእ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ዘይተጥቀሙሉ ወሲባዊ ምትንኻፍ። መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ከይተጠቐምካ ዝግበር ግብረስጋግብረስጋጾታዊ ተግባር መትሎ ናብ ውሽጢ ርሕሚ ወይ ድማ መሃንቱስ ሰንጢቑ ክኣቱ ከሎ (enters)…ብዙሕ ምንባብ ናብ ዘይተደልየ ጥንሲ ከምርሕ ይኽእል። ብዘይ ኮንዶም ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምፍጻም ናብ ብጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽስታት እውን ከምርሕ ይኽእል።