ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ዝሞተ ናጽላ ምውላድ
ዝሞተ ናጽላ ምውላድዝሞተ ናጽላ ምውላድዝሞተ ናጽላ ምውላድ ዘጋጥም፡ እቲ ዕሸል ኣብ' ማህጸን ናይ ኣደኡ ምስ ዝመውት’ዩ። እቲ…ብዙሕ ምንባብ ዘጋጥም፡ እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ኣብ' ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ናይ ኣደኡ ምስ ዝመውት’ዩ። እቲ ዕሸል እንተ ደኣ ምዉት ኰይኑ፡ እታ ኣደ ምጭብባጥምጭብባጥምጭብባጥ ናይ ጭዋዳታት ኣብ ማህጸን። ደቂ ኣንስትዮ ክሓርሳ ከለዋ (ክወልዳ) ምጭብባጥ ናይ ጭዋዳታት…ብዙሕ ምንባብ ከጋጥማን ክትሓርስን ትኽእል። ኣብ ገለ እዋን’፡ እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ መጥባሕቲ ናይ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ከካይድ ይኽእል እዩ። መብዛሕቲኡ ግዜ፡ እቲ ዕሸል ንምንታይ ሞይቱ ዝፈልጥ የለን።