ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ክሽቦ

ክሽቦ ወዲ-ተባዕታይ፡ ቆብዕ ወይ ቆርበት መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ምሉእ ብምሉእ ወይ ብከፊል ንምውጋድ ዝግበር ንእሽቶ መጥባሕቲ እዩ።

ድሕሪ ምኽንሻብ ወዲ-ተባዕታይ፡ ናይቲ ኣንፊ መትሎ ቆርበት ቁሩብ ትርር ዝበለ ይኸውን። ገለ ግዜ፡ ሕብሪ ናይቲ ኣንፊ መትሎ ቁሩብ ጽልም ክብል ይኽእል።

ደው ዝበለ ወዲ-ተባዕታይ። እቲ ጠመተ’፡ብዓይኒ ኣብ ዝርአ ናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት ይኸውን።

ቆቢዕ ወይ ቆርበት መትሎኡ ብኣጻብዕቱ ዝሓዘ ወዲ-ተባዕታይ።

ቆቢዕ ወይ ቆርበት ዘለዎ መትሎ፦ ዘይተኸንሸበ

ቆቢዕ ወይ ቆርበት ዘይብሉ መትሎ፦ ዝተኸንሸበ

ምኽንያታት ምኽንሻብ ወዲ-ተባዕታይ

ክሽቦ ወዲ-ተባዕታይ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ክካየድ ይኽእል፦

  • እቲ ቆብዕ ወይ ቆርበት መትሎ ኣዝዩ ጸቢብን ንድሕሪት ክስሓብ ዘይክእልን እዩ። ዝበዝሕ ግዜ፡ ሽንቲሽንቲሰባት ናብ ሽቓቕ ብምኻድ ኣብ ኣካላቶም ዝርከብ ርስሓት ብመንገዲ መትረብ ሽንቲ ጌሮም ዘውጽእዎ…ብዙሕ ምንባብ ምሻን፡ ምቕናዕ መትሎ ወይ ስጋዊ ርክብ ምፍጻም ኣቐንዛዊ እዩ፦
  • ብሃይማኖታዊ ምኽንያታት፡
  • ኣካላዊ ንጽህና
  • ኣብ ገለ ሃገራት ኣፍሪካ፡ ምኽንሻብ ወዲ-ተባዕታይ ከም መከላኸሊ ኤች.ኣይ.ቪ ተገይሩ ይውሰድ። ኣብ ኤውሮጳ፡ ምኽንሻብ ወዲ-ተባዕታይ ከም መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ ገይርካ ምውሳድ ዝምከር ኣይኮነን።

ገለ ደቂ-ኣንስትዮ እውን ይኽንሸባ እየን። እዚ ንደቂ-ኣንስትዮ ጎዳኢ ስለዝኾነ፡ ምኽንሻብ ጓለንስተይቲ ተባሂሉ ይጽዋዕ።

ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ

ምኽንሻብ ወዲ-ተባዕታይ፡ ተኽእሎ ሕክምናዊ ጸገማት ክፈጥር ይኽእል እዩ። ብተደጋጋሚ፡ መድመይቲ፡ ረኽሲታትን ጽበት መትረብ ሽንቲመትረብ ሽንቲኣብ ውሽጢ ኣካላት ዝርከብ መትረብ። እቲ መትረብ ሽንቲ ካብ ፍሕኛ ናብ መውጽኢ ሽንቲ…ብዙሕ ምንባብ የጋጥም። ካብ ገለ ባህሊታትን ሃይማኖታትን ዝመጹ ወለዲ፡ ደቆም ከም ዝኽንሽቡ ትካላት ሕክምና ይፈልጣ እየን። ይኹን እምበር፡ ናይ ጥዕናጥዕናኣብ ከባቢኻ ኣካላዊ፡ ኣእምሮኣውን ማሕበራውን ጽቡቕ ስምዒት ክስምዓካ ከሎ። ጥዕና ካብ ዘይምሕማም ንላዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ጸገማት ከስዕብ ስለዝኽእል፡ ከይግበር እዮም ዝምዕዱ።