ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮእዚ ኣብ ገሊኡ፡ ከም ምኽንሻብ ጓለንሰተይቲ ይፍለጥ እዩ።እዚ ድማ፡ ናይ ጓለንስተይ'ቲ ከንፈር ርሕሚ…ብዙሕ ምንባብ ግዝረት ደቂ-ኣንስትዮ’ውን ይበሃል እዩ።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብዝተፈላለዩ መገዲታት ክካየድ ይኽእል፦

  • ነቲ ብዓይኒ ዝርአ ክፋል ጉድበጉድበተኣፋፊት ኣካል ኰይና፡ ላዕለዋይ ክፋላ ኣብ መኽፈቲ ርሕሚ ብዓይኒ ዝርአ፡ ከምኡ ድማ ውሽጣዊ…ብዙሕ ምንባብ ብምሉእ ወይ ብኸፊል ምልጋስ (ዓይነት ቊጽሪ 1)፡
  • ነቲ ብዓይኒ ዝርአ ክፋል ጉድበን ከናፍር ርሕምን ብምሉእ ወይ ብኸፊል ምልጋስ (ዓይነት ቊጽሪ 2)፡
  • ሽንትን ደምን ካብ ኣካላት መታን ክወጽእ ንእሽቶ ከፋት ብምግዳፍ፡ ነቲ ከናፍር ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ብሓባር ምስፋይ (ዓይነት ቊጽሪ 3)፡
  • ከምኡ ድማ ኣብ ልዕሊ ብዓይኒ ዝርእዩ ናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት ጉለንስተይቲ ዝፍጸሙ ከም ምብሳዕ፡ ምውጋእ፡ ምብጣሕ፡ ምሕግሓግን ምትኳስን ዝኣመሰሉ ኩሎም ዓይነታት ጎዳእቲ ተግባራት።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ብባህላዊ ምኽንያታት እዩ ዝካየድ።

ጓለንስተይቲ፡ ኣእጋራ ተጋሕቲና ተጋዲማ እንከላ። እቲ ጠመተ’፡ብዓይኒ ኣብ ዝርአ ናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት ይኸውን።

ናይ ጓለንስተይቲ ብዓይኒ ዝርኣዩ ናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት ዝበሃሉ፦ 1. ደጋዊ ክፋል ከናፍር ርሕሚ፡ 2. ውሽጣዊ ክፋል ከናፍር ርሕሚ፡ 3. መኽፈቲ ርሕሚ፡ 4. ጉድበ። ሻምብቆ ሽንቲ (5) ከምኡ ድማ ማሃንቱስ (6) ዓይነታት ናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት ኣይኮኑን።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ - ዓይነት ቊጽሪ 1፦ ዝርአ ክፋል ጉድበ ዝለገሰ እዩ።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ - ዓይነት ቊጽሪ 2፦ ከናፍር ርሕሚ ዝለገሰ እዩ።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ - ዓይነት ቊጽሪ 3፦ ከናፍር ርሕሚ ንሓድሕዱ ስፉይ እዩ።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ንጥዕና ደቂ-ኣንስትዮን ኣዋልድን ኣዝዩ ሓደገኛ እዩ። ገለ ብሰንኪ’ቲ ዝፈስስ ብዝሒ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ክሞታ’ውን ይኽእላ እየን። ብተወሳኺ፡ እዞም ዝስዕቡ ከኸትል ይኽእል፡

ኣብ ኤውሮጳ፡ ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ ሕጋዊ ኣይኰነን። ብሕጊ እውን ክልኩል እዩ።

ክሽቦ ደቂ-ኣንስትዮ፡ እንድሕር ተፈጺሙክን ወይ ክፍጸመኒ እዩ ዝብል ስግኣት እንድሕር ሃልዩክን፡ ንፍሉይ ትካል ኣዘራርብ። ክሕግዙኽን ይኽእሉ እዮም።