ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ስእለ-ጽዩፍ

ስእለ-ጽዩፍስእለ-ጽዩፍሰባት ጾታዊ ርክብ ወይ ካልእ ጾታዊ ተግባራት እናፈጸሙ ዘርእዩ ስእልታትን ቪድዮታትን። ስእለ ጽዩፍ…ብዙሕ ምንባብ፡ ብስእሊታት፡ ፊልምታት፡ ብርሳስ ዝተሳእለ ወይ ጽሑፋት ገይሩ ጾታዊ ጠባያት ወይ ባህርያር ዘርኢ እዩ። ሰባት ጾታዊ ስምዒቶም ንምርስሳን ስእለ-ጽዩፍ ይጥቀሙ።

ስእለ-ጽዩፍ ምስ እትፈትዉ፡ ጸገም የብሉን። ዝበዝሑ ሰባት ስእለ-ጽዩፍ ክፈትዉ እንከለዉ፡ ገለ ድማ ኣይፈትዉን እዮም።

ስእለ-ጽዩፍን ጾታዊ ርክብን ብግህዶ

ስእለ-ጽዩፍ ልክዕ ከም ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ጋህዲ ኣይኰነን። ንኣብነት፡ ኣብ ስእለ-ጽዩፍ ሰባት፦

  • ኩሉ ግዜ ሸጥ ዝበለ ኣካላት፡ ዓብዪ መትሎመትሎናይ ወድተባዕታይ ጾታዊ ኣካል። መትሎ ንጾታዊ ርክብ (ምፍሳስ ዘርኢ) ወይ ንምሻን ይጠቅም።ብዙሕ ምንባብ ወይ ዓበይቲ ኣጥባትኣጥባትእተን 2 ህዋሳት ኣደን ንውላዳ ድሕሪ ሕርሲ እትምግበለን። ኣጥባት ተነቀፍቲ እየን፡ ንጓል ኣንስተይቲ…ብዙሕ ምንባብ (ዝበዝሕ ግዜ ዝተመዓራረዩ ኣሳእል እዮም) ኣለዎም፡
  • ኩሉ ግዜ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ይደልዩን ክገብሩ ይኽእሉን፡
  • ዝኾነ ስምዒታት ኣየርእዩን እዮም።

ኣብ ሓዊ መጺእካ ግና፡ ዝበዝሕ ግዜ ከምዚ ኣይኮነን። ነቲ ኣብ ናይ ጾታዊ ርክብ ሂወትኩም እትሕጐሱሉ፡ ምስ መጻምድኹም ብምዃን ዳህስስዎ

ኣዝዩ ብዙሕ ስእለ-ጽዩፍ

እንተ ደኣ ካብ ቁጽጽርኩም ወጻኢ ብዙሕ ግዜ ስእለ-ጽዩፍ ትዕዘቡ ኰይንኩም፡ ጸገማት ከኸትለልኩም ይኽእል’ዩ። እንተ ደኣ፡ መዓልታዊ ዘድልየኩምን ብዙሕ ግዜ ክትዕዘቡን ከምዘለኩም ዝስምዓኩም ኰይኑ፡ ብዛዕባ’ዚ ምስ በዓል ሞያ ጥዕና ክትዘራረቡ ትኽእሉ።

ስእለ-ጽዩፍን ሕግንህ

ስእለ-ጽዩፍ ምርኣይ፡ ኣብ ትሕቲ ገለ ኵነታት ብሕጊ ፍቑድ እዩ። ናይ ህጻናት ስእለ-ጽዩፍ ኩሉ ግዜ ብሕጊ ክልኩል እዩ።