ብንእስነትካ እንከለኻ ጾታዊ ርክብ ምፍጻም
ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ናእሽቱ መንእሰያት፡ ዕድሜኦም ትሕቲ 16 ዓመት እንከለዉ፡ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ከይፍጽሙ ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ይከላኸለሎም።
ዕድሜኡ ካብ 12 ክሳብ 16 ዓመት ምስ ዝዀነ ቈልዓ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ምፍጻም፡ ከም ገበናዊ ተግባር እዩ ዝቘጸር፡ ይኹን’ምበር እቲ ሕጊ እዚ ኣብ ሞንጎ ናእሽቱ መንእሰያት ከም ዝርአ ንቡር ባህርያት ገይሩ እዩ ዝሓስቦ። እዚ፡ ነቶም ኣብ ማዕረ ዝዀነ ርክብ ዘለዉ መዛኑ ዘሻቕሎም እንተ ኰይኑ፡ ፍቑድ እዩ። እዚ ማለት፡ ሓደ ወዲ 17 ዓመት ወዲ፡ ምስ ጓል 15 ዓመት ጓል ጾታዊ ርክብ ክፍጽም ቅቡል እዩ፡ ወይ ክልተ 14 ዓመት ዝዕድሜኦም ንሓድሕዶም ጾታዊ ርክብ ምስ ዝፍጽሙ ቅቡል እዩ። ስለዚ፡ ክልቲኦም ብሓባር እንተ ደልዮም፡ ዘሸግር የብሉን።
ዕድሜኡ ካብ 12 ዓመት ንታሕቲ ምስ ዝዀነ ቈልዓ ጾታዊ ርክብ ምፍጻም ግና ገበናዊ ተግባር እዩ።
ንመጀመርያ ግዜ ስጋዊ-ርክብ ዝገብሩ ዘለዉ ወዲን ጓልን