ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ድንግልና እንታይ እዩ፧

ድንግልና ማለት፡ ሓደ ሰብ ጌና ጾታዊ ርክብ ኣይጀመረን ኣሎ ማለት እዩ። ብዘይካ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ፡ ብዙሓት ካልኦት ዓይነታት ጾታዊ ርክብ ክህልዉ ይኽእሉ እዮም። ሓደ ሰብ ድንግልናኡ ብኻልእ ዓይነታት ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክኸስር ይኽእል ዶ ኣይክእልን ዝብል ዝተፈላለየ ርድኢት’ዩ ዘሎ። 

ኣልቲኦም፡ ማለት ኣወዳት (ደቂ-ተባዕትዮ)ን ኣዋልድ (ደቂ-ኣንስትዮን) ደናግል ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።

ኣካለ-ድንግልናኣካለ-ድንግልናኣብ ወሰናስን መእተዊ ናይ ርሕሚ ዝርከብ ልምሉም ኣካለ-ድንግልና እዩ። እዚ ንርሕሚ ዝዓጹ ማሕተም…ብዙሕ ምንባብ፡ መረጋገጺ ድንግልና ኣይኮነን

ሓደ ሰብ ድንግልድንግልድንግል ምዃን ዝብል፡ ኣብ ዝተፈላለየ ባህልታት ዝተፈላለየ ትርጕም ክህልዎ ይኽእል እዩ። ውልቃዊ ክኸውን…ብዙሕ ምንባብ ምዃኑ፡ ክትርእዮን ክስመዓካን ኣይከኣልን እዩ። ዋላ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ እውን እንተዀነ፡ ነዚ ክገብር ኣይኽእልን እዩ።

እቲ ኣካለ-ድንግልና መረጋገጺ ድንግልና ኣይኮነን፡

  • ኣካለ-ድንግልና፡ ንርሕሚ ዝዓጹ ረቂቕ ሽፋን ኣይኮነን። እዚ፡ ክዝርጋሕ ዝኽእል ዓይነት ወሰናስን ኣካሊት እዩ። ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ንፈለማ ግዜኣ ጾታዊ ርክብ እንተ ገይራ፡ ኣካለ-ድንግልናኣ፡ ምሉእ ብምሉእ ኣይቅደድን እዩ።
  • መብዛሕቲአን ደቂ-ኣነስትዮ ንፈለማ እዋን ጾታዊ ርክብ ክገብራ እንከለዋ፡ ኣይደምያን እየን። እቲ ኣካለ-ድንግልና፡ ኣዝዩ ጸቢብ እንተኾይኑ፡ እታ ጓለንስተይቲ ቅሩብ ክትደሚ ትኽእል እያ። ንኣካላ-ድንግልና ንምህናጽ ወይ ዳግም ንምምላስ ዝግበር መጥባሕቲ፡ ዝበዝሕ ግዜ ዝኾነ ፍልልይ ኣየምጽእን እዩ።
  • ሓንቲ ጓለንስተይቲ፡ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያታ፡ መንዲል ንጽህና ብምጥቃማ፡ ድንግልናኣ ክትከስር ኣይትኽእልን እያ። 

ጓለንስተይቲ፡ ኣእጋራ ተጋሕቲና ተጋዲማ እንከላ። እቲ ጠመተ’፡ብዓይኒ ኣብ ዝርአ ናይ ጾታዊ ርክብ ክፍሊ-ኣካላት ይኸውን።

ዝርዝራት ኣካለ-ድንግልና ኣብ ውሽጢ ርሕሚ፦ ልምሉም ወሰናስን ኣካሊት። ኣካለ-ድንግልና፡ ንርሕሚ ዝዓጹ ረቂቕ ሽፋን ኣይኮነን።

ኣብ እዋን ጾታዊ ርክብ ዘይተቐደ ዝርዝር ገፊሕ ኣካለ-ድንግልና። እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ግዜ ዘጋጥም እዩ።