ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ሕማም ሕርሲ
ቅድሚ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ዘሎ መስርሕ። ኣብ ግዜ ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ሕርሲ፡ እታ ጓለንስተይቲ ምጭብባጥምጭብባጥምጭብባጥ ናይ ጭዋዳታት ኣብ ማህጸን። ደቂ ኣንስትዮ ክሓርሳ ከለዋ (ክወልዳ) ምጭብባጥ ናይ ጭዋዳታት…ብዙሕ ምንባብ የጋጥማ፡ መእተዊ ናብ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ (ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ) ድማ ይኽፈት። እቲ መእተዊ ኣዝዩ ምስ ዝኽፈት፡ ህጻን ክውለድ ይከኣል።