ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ኣብ ቈርበት ዝስኳዕ መከላኸሊ ጥንሲ

እዚ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ክንከላኸለሉ እንኽእል መገዲ (ኣገባብ ናይ መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ) እዩ። ኣብ ቅልጽም ዝቕበር መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ንእሽተይን ናይ በትሪ ቅርጺ ዘለዋን እያ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ነታ መከላኸሊት ጥንሲ ኣብ ትሕቲ ቆርበት ላዕለዋይ ቅልጽ ናይ’ታ ጓለንስተይቲ እዩ 'ዘእትዋ። እዚ ኣብ ቅልጽም ዝቕበር መከላኸሊ ጥንሲ፡ ን 3 ዓመታት ብቑዑ ኰይኑ ይሰርሕ።