ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ዓይነታት ኣካላት ናይ ደቂ-ኣንስትዮ

ናይ ነፍሲ-ወከፍ ጓለንስተይቲ ኣካላት ዝተፈልየ መልክዕ ኣለዎ። ናይ ጓለንስተይቲ ኣካላት እንታይ ክመስል ዝገልጹ ሕግታት የለዉን። ኣካላት በዞም ዝስዕቡ ክፈላለ ይኽእል፡ ንኣብነት፦

  • ብሕብሪ ቆርበት፣
  • ሓፈሻዊ መሸከል ወይ ቅርጺ፣
  • ኣጥባትኣጥባትእተን 2 ህዋሳት ኣደን ንውላዳ ድሕሪ ሕርሲ እትምግበለን። ኣጥባት ተነቀፍቲ እየን፡ ንጓል ኣንስተይቲ…ብዙሕ ምንባብ
  • ክብደት፣
  • ቁመት፣
  • ግዳማዊ ገጽታ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ
  • ብዝሕን ሕብሪን ጸጉሪ ፍረ-ነብስን ጸጉሪ ደጋዊ ኣካላትን ክፈላለዩ ይኽእሉ እዮም።

ናይ ዝተፈላለያ ደቂ-ኣንስትዮ ኣካላት፦ ናይ ነፍሲ-ወከፍ ጓለንስተይቲ ኣካላት መልክዑ ዝተፈልየ እዩ።

ስገለ ደቂ-ኣንስትዮ ንጸጉሪ ርሕመን ከምኡ’ውን ንጸጉሪ ኣካላተን ክላጽያኦ እንከለዋ፡ ገሊአን ድማ ኣይላጽያን። እዚ ናታቶም ምርጫምርጫካብ ዝተፈላለዩ ምርጫታት፡ ኣየናይ እዩ እቲ ዝበለጸ ወስኑ። ንኣብነት፡ ሰባት ውላድ ክህልዎምን ከይህልዎምን…ብዙሕ ምንባብ እዩ።

እቲ ኣካላት እንታይ ይመስል፡ ንኣገባብ ዕማሙ ኣገዳሲ ኣይኮነን።