ፍትሕ
ፍትሕፍትሕናይሓዳር ዝምድናሕጋዊ ምቊራጽ። ድሕሪ ፍትሕ፡ ካልእ ክትምርዖ ትኽእል።ብዙሕ ምንባብ መርዓ ብሕጋዊ መገዲ ዝቋረጸሉ ኣገባብ እዩ። እንተ ደኣ ብሕጊ ተፋቲሕኩም፡ ሽዕኡ ንካልእ ክትምርዓው ትኽእል ኢኻ።
ኣብ ርክብካ ጸገማት እንድሕር ኣለዉኻ፡ ምስ ሓደ ትኣምንዎ ሰብ ወይ ምስ መጻምድኹም ክትዛረቡ ትኽእሉ ኢኹም። ብተወሳኺ ሞያዊ ደገፍእውን ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም። ኣብ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ዝፍጠሩ ጸገማት ንምፍታሕ ግዜ ይወስድ እዩ። እቶም ጸገማት ክትፈትሑዎም እንተዘይክኢልኩም፡ ፍትሕ ወይ ምፍልላይ ክትመርጹ ትኽእሉ ኢኹም።
ፍትሕ ኣብ ህይወት ናይ ሓደ ሰብ፡ እቲ ኣዝዩ ዝኽበደን ስምዒታት ዝፈጥርን ግዜ ክኸውን ይኽእል እዩ። ሰባት ክሳራ፡ ቃንዛ፡ ጭንቀት ወይ ሕርቃን ክስመዖም ይኽእል። ነዚ ንምጽዋር ሞያዊ ደገፍ ክትሓትኡ ትኽእሉ ኢኹም። እንተዀነ፡ ንገለ መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ፡ ፍትሕ ድሕሪ እቲ ብሓባር ዘሕለፉዎ በዳሂ እዋን ዝመጽእ ናይ ዕረፍቲ ግዜ እዩ።
ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን፡ ናይ ፍትሕ ስምምዕ ንምግባር ኣብ ቤት-ጽሕፈት ሳምዕ ኣለዉ።