መርዓ
መርዓመርዓኣብ መንጎ 2 መጻምዲ ዝግበር ጽንብልን ሕጋዊ ዝምድና ዝፈጥር ሕጋዊ ስምምዕን እዩ። እቶም…ብዙሕ ምንባብ 2 መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ናብ ሓደ ጥምረት ዝመጹሉ ወግዓዊ መስርሕ እዩ። መርዓ ሕጋዊ ንክኸውን፡ ናይ ግድን ገለ ረቛሒታት ከማልእ ኣለዎ።
ገለ ሰባት ካብ ፍቕሪፍቕሪምስ ካልእ ሰብ ሓያል ናይ ምትእስሳር ስምዒት፡ ኣኽብሮት፡ ፍትወትን መብጽዓን ስምዒት ምህላው። ሰባት…ብዙሕ ምንባብ ተበጊሶም ናብ መርዓ ይኣትዉ፣ ካልኦት ከኣ ንገንዘባዊ ጥቕሚ፡ ንስልጣን፡ ንደረጃ ወይ ንቈልዑ ኢሎም ይምርዓዉ። እቲ መርዓ ብውሳነ ወለዲ፡ ወይ ክልቲኦም መጻምዲ ክመራዓዉ ስለዝመረጹ ዝካየድ ክኸውን ይኽእል።
መርዓ ካብ ክልቲኦም መጻምዲ ተወፋይነት ይጠልብ።
ሰባት ሓዳር ከቋርጹ እውን ይኽእሉ እዮም። እዚ ፍትሕ ተባሂሉ ይጽዋዕ።
ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን፡ ኣብ ሓደ ናይ ከተማ ኣድራሻ፡ ይመራዓዉ ኣለዉ
ዝተሰናደአ መርዓ
ኣብ ዝተሰናደአ መርዓ፡ ወለዲ ወይ ካልኦት ኣባላት ስድራቤት፡ ደቆም ወይ መንእሰያት ኣዝማዶም ንመን ክምርዓዉ ከምዝግበኦም ይውስኑ። ክልቲኦም ወዲን ጓልን፡ ብምርጫ ናይ ወለዶም ዝተዋሰቡ እዮም።
መብዛሕትኢኡ ግዜ፡ እቶም ክምርዓዉ ዝሕጸዩ ዘለዉ መንእሰያት፡ ክምርዓዉ ዝደልዩ እንተኾይኖም ክውስኑ ይኽእሉ እዮም፣ ይኹን እምበር ከምዚ ዘይኮነሉ ኣጋጣሚታት ኣሎ። ብመሰረት ሕጊ ኤውሮጳ፡ ንሓደ ዘይትደልይዎ ሰብ ክትምርዓውዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ግዴታዊ መርዓ ብሕጊ ክልኩል እዩ። ኩሎም ሰባት መጻምዶም ናይ ምምራጽ መሰል ኣለዎም። ነታ ዝተመርጸትልኩም መጻምዲ ክትምርዓው ዘይትደልዩ እንኮይንኩም፡ ብዛዕባኡ ሞያዊ ደገፍደሊኹም፡ ምስ ሓደ እትኣምንዎ ወይ እትሓትዎ ሰብ ተዘራረቡ።
ዝተሓናፈጸ መርዓን ናይ መርዓ ስደትን
ዝተሓናፈጸ መርዓ ማለት፡ ኣብ መንጎ 2 እተፈላለየ ናይ ባህሊ፡ ዓሌት ወይ ሃይማኖታዊ ድሕ-ረባይታ ዘለዎም ሰባት ዝግበር ስነ ስርዓት እዩ።
ናይ መርዓ ስደት ማለት ሓደ ካብቶም መጻምዲ ናብ ዝነብረሉ ሃገር ክግዕዝ እንከሎ ማለት እዩ።
ናይ ተመሳሳሊ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ መርዓ
ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት፡ ኣብ ግብረሰዶማዊ ዕርክነት (ተመሳሳሊ ጾታ) ዘለዉ ሰባት፡እውን ክምርዓዉ ወይ ናብ’ቲ ሕጋዊ መዝገብ ዝምድና ክኣትዉ ይኽእሉ እዮም።
2 ደቂ-ተባዕትዮ ኣብ ኣዳራሽ ከተማ እናተመርዓዉ