ጾታዊ ባህሪ
ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ኔዘርላንድስ፡ ኣብ ጾታዊ ባህሪጾታዊ ባህሪኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፡ ጾታውን ስምዒታውን ስሕበት ምህላው። እዚ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ሰብ…ብዙሕ ምንባብ መሰረት ዝገበረ ኣድልዎኣድልዎንኣብነት ካልእ ሕብሪ ቆርበት፡ ጾታ ወይ ድማ ኣረኣእያ ጾታ ወይ ድማ HIV ስለ…ብዙሕ ምንባብ ክግበር ኣይፈቅድን እዩ። ንኣብነት፡ ኣብ ስራሕ፡ ዕረፍቲ፡ ትምህርቲ፡ ኣገልግሎታት፡ ኣባይቲ።
ገለ-ገለ ገበናት (ከም ንብረት ምዕናው፡ ዘረባዊ ወይ ጎነጻዊ ተግባር)፡ እንተ ደኣ ኣብ ልዕሊ ግብረ-ሰዶማውያን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ግብረ-ሰዶማውያን ደቂ-ተባዕትዮ፡ ሰብ-ድርብ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ወይ ስግረጾታውያን ሰባት ብሕርቃን ተደሪኹ ተፈጺሙ፡ ብከቢድ ዘቕጽዕ እዩ።
ኣብ ኔዘርላንድስ፡ ግብረ-ሰዶማውያን ደቂ-ተባዕትዮን ግብረ-ሰዶማውያን ደቂ-ኣንስትዮን መጻምዲ፡ ክመርዓዓዉን ብሕጋዊ መገዲ ሓቢሮም ክነብሩን ይኽእሉ፡ ወይ መሰል ምዝጉብ ወይ ሕጋዊ ሓዳር ክወስዱ ይከኣል። ክልተ ደቂ-ተባዕትዮ ወይ ክልተ ደቂ-ኣንስትዮ፡ ሓቢሮም ቈልዓ ክህልዎም ይኽእል።
ግብረ-ሰዶማያን ደቂ-ኣንስትዮ መጻምዲ ምስ ቀኡልዑተን
ብሰንኪ ጾታዊ ባህሪኹም ወይ ጾታዊ መንነትኩም፡ ግዳያት ጎነጻዊ ተግባር እንተ ኰይንኩም፡ ነዚ ክትገልጽዎ ወይ ናብ Roze in Blauw (ሮዛ ብሰማያዊ) ዝተባህለ ፍሉይ ቤት ጽሕፈት ፖሊስ ክትሕብሩ ትኽእሉ። ብተወሳኺ፡ ዝያዳዝያዳእቲ ዝያዳ (eigen risico) ናይ ክንክን ጥዕና ክፍሊታት ኣብ እትሕተቱሉ እዋን ባዕልኹም እትኸፍሉዎ…ብዙሕ ምንባብ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ክትድውሉ፡ ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ብኢ-መይል ክትልእኩ፡ ወይ ንዝያዳ ሓበሬታ ምስ ሓደ ናይ ኤል.ጂ.ቢ.ቲ (LGBT) ሓገዝ ዝህብ Switchboard ዝተባህለ መስመር ብኢንተርነት ከተውግዑ ትኽእሉ።