ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-
ብሓባር ምንባር
መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ፦ ቈልዑ ዘለዎም ወይ ቈልዑ ዘይብሎም፡ ብሓባር ንምንባር ክውስኑ ይኽእሉ እዮም። እተፈላለዩ ምርጫታት ኣለዉዎም፡
- ተመርዓዉ ወይ ናብ ሕጋዊ ምዝጉብ ዕርክነት (ሕጋዊ ውዕል) እተዉ፡
- ብዘይ መርዓመርዓኣብ መንጎ 2 መጻምዲ ዝግበር ጽንብልን ሕጋዊ ዝምድና ዝፈጥር ሕጋዊ ስምምዕን እዩ። እቶም…ብዙሕ ምንባብ ወይ ብሕጋዊ ውዕል ብሓባር ንበሩ።
ምዘጉብ ዕርክነት ማለት ሕጋዊ ውዕል እዩ፡ ግን ኣብኡ ዘለዉ መሰላትን ግቡኣትን ካብቶም ኣብ መርዓ ዘለዉ ዝተፈልዩ እዮም።
ገለ መጻምዲ ዕርክነት ኣለዎምል ግና ብሓባር ኣይነብሩን እዮም ከም’ዚ ዓይነት ዕርክነት፡ ነንበይንኻ ኮይንካ ብሓባር ምንባር ይበሃል።
ብሓባር ዝነብሩ መጻምዲ፦ ብሓባር ኮይኖም ተሌቪዥን እናረኣዩ