ኣብ’ታ ንፈለማ እዋን ጾታዊ ርክብ ዝገበርክናላ፡ ጥንሲ ምሓዝ።
ሓንቲ ጓንስተይቲ፡ ድሕሪ ናይ ፈለማ ጽፍዮ እንቋቚሖኣ፡ (ናይ መጀመርያ ዑደታ ምስ ዝጋጥማ) ክትጠንስ ትኽእል። እዚ ማለት፡ እታ ጓለንስተይቲ ንጥንሲ ድልውቲ ስለዝኾነት፡ ቅድሚ ናይ ፈለማ ወርሓዊ ጽግያታክትጠንስ ትኽእል ማለት እዩ።
እታ ጓለንስተይቲ፡ ድሕሪ ናይ ፈለማ ጽፍዮ እንቋቑሖኣ፡ ኣብ ነፍሲ-ወከፍ ወርሒ፡ ን 6 መዓልቲ ጸጋይት እያ። ኣብተን ናይ ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ መዓልቲታታ ጾታዊ ርክብ ዝገበረት ጓለንስተይቲ፡ ክትጠንስ ትኽእል እያ። ዋላ ኣብታ ንፈለማ እዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝገበረትላ ግዜ።
ሓደ ወዲ-ተባዕታይ፡ ኣብ’ታ ንፈለማ ግዜንፈለማ ግዜቀዳማይ ናይ ጾታዊ ርክብ ምስ መጻምድቲ። ናይ መጀመርታ ግዜ ማለት፡ ዝበዝሕ ግዜ ሓደ…ብዙሕ ምንባብ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ ዘፍሰሰላ እዋን፡ ጸጋዪጸጋዪድቂ እንተድኣ ሒዝኪ፡ ክትጠንሲ ትኽእሊ ኢኺ ወይ ድማ እቲ ኣቦ ድማ ቆልዓ ክህልዎ…ብዙሕ ምንባብ እዩ። ኣብ እዋን ጉብዝናኡ፡ ንፈለማ ግዜ ናይ ዘርኢ ፈሳሲ የመንጩ። ወዲ-ተባዕታይ ንጓለንስተይቲ ከጥንሳ ይኽእል እዩ። ዋላ ኣብታ ንፈለማ እዋን ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ዝፈጸመላ ግዜ።
ቈልዑ ክትወልዱ እንተዘይደሊኹም፡ መከላኸሊ ጥንሲተጠቐሙ።