ሕርሲ ይመጽእ ምህላዉ ዘርእዩ ምልክታት
ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ
ሕርሲ ይመጽእ ምህላዉ ከርእዩ ዝኽእሉ ምልክታት እዞም ዝስዕቡ ክኾኑ ይኽእሉ:
- ቁሩብ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ይፈሰኪ;
- ኣሚንዮቲክ ፈሳሲኣሚንዮቲክ ፈሳሲንዕሸል ኣብ ውሽጢ ማህጸን እንከሎ ዝሽፍኖ ፈሳሲ። ፈሳሲ ኣሚኒዮቲክ ነቲ ዕሸል እዩ ዝከላኸለሉ።…ብዙሕ ምንባብ ይፈሰኪ;
- ብቐጻሊ ምጭብባጣት ይስመዓኪ።
1 ወይ ልዕሊኡ ካብዞም ዝስዕቡ ምልክታት እንተተራእዮምኺ፡ ወይ ከኣ እንድሕር ተጨኒቕኪ ኣለኺ፡ ምስ መሕረሲትኪ ወይ ከኣ ምስ ናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ሓኪምኪ ተዘራረቢ።

ሕርሲ ይመጽእ ምህላዉ ዘርእዩ ምልክታት: ቁሩብ ደም ይፈሰኪ።

ሕርሲ ይመጽእ ምህላዉ ዘርእዩ ምልክታት: ብቐጻሊ ምጭብባጣት ይስመዓኪ።

ሕርሲ ይመጽእ ምህላዉ ዘርእዩ ምልክታት: ኣሚንዮቲክ ፈሳሲ ይፈሰኪ።
ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ
ብመጥባሕቲ ምውላድ ማለት እቲ ቆልዓ ብሕክምናዊ መጥባሕቲ ብኸብዲ ይወጽእ ማለት እዩ። ብመጥባሕቲ ዝውለደሉ ብዙሓት ሕክምናዊ ምኽንያታት ኣለዉ።
ብዝተወጠነመጥባሕቲ ዝውለድ እንተኾይኑ: እቲ ናይ ማህጸን ሓኪምን ንስኺን ብሓባር ኮንኩም ብዛዕባ እቲ እትወልድሉ መዓልቲ ትውስኑ።
ቆልዓ ንምውጻእ ኣብ ከብዲ መጥባሕቲ ዝገብር ሓኪም።