ዓይነታት ወሲባዊ ዝምድናታት
ወሲባዊ ዝምድናዝምድና2 ሰባት ኣብ ዝምድና ምስ ዝህልዉ፡ ንሳቶም ኣብ ንሓድሕዶም ምትእስሳር ኣለዎም። ንሳቶም መጻምዲ…ብዙሕ ምንባብ ኩሉ ግዜ ኣብ መንጎ ክልተ (ወይ ከኣ ኣብ ገለ እዋናት ካብ ክልተ ሰባት ንላዕሊ) ሰባት ዝህሉ ፍቕራዊ ምትእስሳርን ምቅርራብን እዩ ዝገልጽ። ዕርክነት ኣብ ሕድሕድ ርክባት ዝተፈልየ ትርጉም ኣለዎ።
ጽቡቕ ወሲባዊ ዝምድና ሓፈሻዊ መግለጺ የብሉን።
ሰባት ዝተፈላለየ ዓይነት ዕርክነታትን ኣነባብራታትን ክህልዉዎም ይኽእሉ። ንኣብነት፡-
- ጽኑዕ ዕርክነት፡
- መርዓ፡
- ኣብ ሓደ ገዛ ብሓባር ምንባር ወይ ብሓባር ዘይምቕማጥ፡ገለ እዋን ድማ ንሓድሕድካ ነዊሕ ርሕቀት ተራሓሒቕካ ምንባር፡
- ንበይንኻ ምንባር፡
- ምስ ተቓራኒ ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ዝግበር ወሲባዊ ዕርክነት ወይ ከኣ ግብረ-ሰዶማዊ ወሲባዊ ዝምድና፡
- ወሲባዊ ዝምድና ምስ ብዙሓት መጻምድቲ (ብሓደ ግዜ ብዙሓት መጻምድቲመጻምድቲምሳኻ ኣብ ዝምድና ዘሎ ሰብ።ብዙሕ ምንባብ ምሓዝ)፡
- ወዝቢ ዘጋጥሙ ጾታዊ ምትንኻፋት።
ወሲባዊ ዝምድና ናይዞም ዝተጠቕሱ ዓይነታት ርክባትን ኣነባብራታትን ውሁድ ክኸውንን ካብ ሓደ ርክብ ናብቲ ካልእ ክምዕብልን ይኽእል እዩ።
ንዓኻ ኣየናይ ዓይነት ወሲባዊ ዝምድና ከምዝሕሸካ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ። ወሲባዊ ዝምድና እንድሕር ጀሚርኩም፡ ንስኻን መጻምድትኻን ብዛዕባ ስምዒታትኩምን ትጽቢታትኩምን ክትዘራረቡ ትኽእሉ ኢኹም። ብሓባር ኮንኩም ንኽልቴኹም ዝሰማመዓኩም ነገር ኣናድዩ።
ፍቕርን ወሲብን ኣብ ወሲብኣዊ ዝምድና
ገለ ወሲባዊ ዝምድናታት መሰረቶም ኣብ ፍቕሪ ክልተኦም መጻምዲታት ክኸውን እንከሎ፡ ካልኦት ወሲባዊ ዝምድናታት ግን እብ ፍቕሪፍቕሪምስ ካልእ ሰብ ሓያል ናይ ምትእስሳር ስምዒት፡ ኣኽብሮት፡ ፍትወትን መብጽዓን ስምዒት ምህላው። ሰባት…ብዙሕ ምንባብ ዝተሰረቱ ኣይኮኑን። ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ከኣ ወሲባዊ ዝምድና ምስተጀመረ ፍቕሪ ይፍጠር። ብተወሳኺ ናይ ፍቕሪ ስምዒት ኣብ ከይዲ ግዜ ክቀያየር ይኽእል እዩ።
ወሲባዊ ዝምድና ናይ ጾታዊ ርክብጾታዊ ርክብክሎም ወሲባዊ ምልዕዓል ዝፈጥሩልካ ተግባራት። ጾታዊ ርክብ ካብ ግብረስጋ ንላዕሊ እዩ። ኣብ ልዕሊ…ብዙሕ ምንባብ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ ግን ከምኡ ክኸውን ኣይግብኦን። ንስኻን መጻምድትኻን ጾታዊ-ርክብ ምግባር ዘድልየኩም እንተኾይኑ ከምኡ ድማ መዓስን ከመይን ክትገብሩ ከምዘለኩም ትውስኑ። ኣብ ወሲብኣዊ ዝምድና ንመጻምድትኻ ኣገዲድካ ወሲብ ክፍጽም ምግባር ጎነጻዊ ተግባር መጻምድቲይበሃል። ብሕጊ ክልኩል እዩ።
ምስ ብዙሓት መጻምድቲ ዘይውሑስ ጾታዊ-ርክብ እንድሕር ትፍጽም ኴንካ፡ ብጾታዊ-ርክብ ብዝመሓላለፉ ሕማማት ናይ ምትሓዝ ስግኣተ-ሓደጋኻ ክብ ዝበለ ይኸውን። ንገዛእ-ርእስኻን ንመጻምድትኻን ንምክልኻል ኮንዶም ተጠቐም።
ጽቡቕ ወሲባዊ ዝምድና ምምስራት
ወሲባዊ ዝምድናታት ምስ ግዜ ክቀያየሩ ይኽእሉ እዮም። ንሓድሕድካ ምዝርራብ ኣብ ወሲባዊ ዝምድና ኣገዳሲ እዩ። ወሲባዊ ዝምድናኻ እናጠንከረ መታን ክኸይድ ኵሉ ግዜ ግዜኻን ጉልበትካን ከተጥፈኣሉ ኣገዳሲ እዩ።
ተመሳሰልቲ ባህሪታትካ ወይ ሓደ ዝገብሩኻ ነገራት ምፍታሽ እውን ተጻመድቲ ብዛዕባ ወሲባዊ ዝምድናኦም እወታዊ ስምዒት ክህልዎም ይገብር።
ሰባት ኣብ ወሲባዊ ዝምድናኦም ጸገማት ወይ ሽግራት እውን ከጋጥሞም ይኽእሉ እዮም። ብሓባር ኮንኩም ጸገም ምፍታሕ ንሓድሕድኩም ብዝበለጸ ክትቀራረቡ የኽእለኩም። ብሓባር ክትፈትሕዎ እንድሕር ዘይትኽእሉ ኮንኩም ሞያዊ ደገፍ ሕተቱ። ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት እቶም ጸገማት ከይተፈትሑ ይተርፉ እሞ፡ እቲ ወሲባዊ ዝምድና ይፈርስ።