ጾታዊ ማዕርነት
ንሓደ ሰብ ብሰንኪ ባዮሎጂካዊ ጾታኡ፡ ጾታዊ ባህሪጾታዊ ባህሪኣብ ልዕሊ ካልእ ሰብ፡ ጾታውን ስምዒታውን ስሕበት ምህላው። እዚ ኣንጻር ጾታ ዘለዎ ሰብ…ብዙሕ ምንባብ፡ ወይ ጾታኡ መጥቃዕቲ፡ ምፍርራሕ፡ ምጽራፍ ወይ ጎነጻዊ ተግባር ከተውርደሉ ብሕጊ ክልኩል እዩ።
ጾታዊ ወይ ጀንደር ክበሃል ከሎ፡ ንመንነት ጾታን ንጾታዊ ተራን ዝውክል እዩ።
- ጾታዊ መንነት ማለት ሰባት ንገዛእ-ርእሶም ከም ጓለንስተይቲ ዲዮም ዋላስ ከም ወዲ-ተባዕታይ ዝቖጽሩዋ ዝብል እንገልጸሉ እዩ። ደቂ- ኣንስትዮ ኮይነን ተፈጢረን ንገዛእ-ርእሰን ከም ወዲ-ተባዕታይ ዝቖጽራ ክህልዋ ይኽእላ እየን። ሓደ ሰብ ወዲ-ተባዕታይ ወይ ጓለንስተይቲ ኰይኑ ዘይክስምዖ ይኽእል እዩ ወይ ድማ ክልቲኡ ክስምዖ ዝከኣል እዩ።
- ጾታዊ ግደታት እቲ ሕብረተሰብ ንደቂ-ተባዕትዮ ወይ ከኣ ደቂ-ኣንስትዮ ከመይ ክኾና ከምዝግብአን ብዝምልከት ዝህልዎ ትጽቢት እዩ።
ወዲ-ተባዕታይን ጓለንስተይቲን ብዛዕባ ጾታዊ ማዕርነት እናተዘራረቡ
ኣብ ናይ ሰባት ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ተደሪኽካ ዝግበር መጥቃዕቲ ወይ ጎንጺ፡ ዘይቅቡል ስጉምቲ ብምዃኑ ከቢድ መቕጻዕቲ ከስዕብ ይኽእል እዩ።
ኣድልዎኣድልዎንኣብነት ካልእ ሕብሪ ቆርበት፡ ጾታ ወይ ድማ ኣረኣእያ ጾታ ወይ ድማ HIV ስለ…ብዙሕ ምንባብ
ሕጊሕጊእንታይ ክትገብር ከም ዝለካን እንታይ ክትገብር ከም ዘይብልካን ዝነግረካ መመርሒ። ነፍሲወከድ ሃገር እተፈላለየ…ብዙሕ ምንባብ ኔዘርላንድስ፡ ኣብ ጾታ ወይ ጀንደር መሰረት ዝገበረ ዝዀነ ዓይነት ኣድልዎ ይኽልክል። ንኣብነት፡-
- ወዲ-ተባዕታይ ብምዃንኩም ወይ ጓለንስተይቲ ብምዃንክን (ባዮሎጂካዊ ጾታ) ዝበጽሓኩም ኣድልዎ። ደቂ-ተባዕትዮ ወይ ደቂ-ኣንስትዮ ብሕጊ ማዕረ መሰል ኣለዎም፡
- ኣብ ጾታዊ ባህሪ ዝተደረኸ ኣድልዎ፡
- ኣብ ጾታዊ መንነትን መግለጺን ዝተደረኸ ኣድልዎ።
ንኣብነት፡ ወዲ-ተባዕታኡ ከም ጓለንስተይቲ ስለዝተኸድነ ወይ ከኣ ጓለንስተይቲ ከም ወዲ-ተባዕታይ ክትከውን ስለዝደለየት ዝግበር ኣድልዎ ፍጹም ክልኩል እዩ።