ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ምንጻል ጥንሲ

ምንጻል ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ሕክምናዊ ኣገባብ ፍወሳፍወሳብሞያ ብዝሰልጠነ ሰብ ዝግበር ክንክንን ምክትታልን እዩ። ፍወሳ መድሃኒት ብምሃብ ወይ ብዘይ ምሃብ…ብዙሕ ምንባብ ኮይኑ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ጥንስኺ ንምቁራጽ ዝፍጽሞ መስርሕ እዩ።

ምንጻል ጥንሲ ኣብ ትሕቲ ገለ ረቛሒታት ጥይ እዩ ክካየድ ዘለዎ። ምንጻል ጥንሲ ቅድሚ ምግባርኪ፡ ኣብ ውሳነ ክትበጽሒ ዝሕግዘኪ ዘተ ምስ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ምስ ካልእ ሓኪም ክትገብሪ ኣለኪ። 

ውሳነ ክትውስኒ ዝሕግዘኪ ዘተ

እቲ ሓኪም ብዛዕባ ኵነታትኪ፡ ብዛዕባ እተፈላለዩ ናይ ጥንሲ ምርጫታትኪ ከምኡ ድማ ብዛዕባ እተፈላዩ ሜላታት መከላኸሊመከላኸሊስግኣት ናይ ረኽስታት፡ ሕማማት ወይ ሓደጋታት ንምውጋድ ወይ ምጒዳል ዝዓለመ።ብዙሕ ምንባብ ጥንሲ የማኽረኪ። 

ጥንስኺ ከተቋርጽዮ ወይ ከኣ ክትቅጽልዮ ባዕልኺ ናይ ምውሳን መሰል ኣለኪ። ኣብ ናይ ገዛእ-ርእስኺ ዉሳነ ንምብጻሕ እቲ ሓኪም ብዛዕባ እቶም ዘለዉ ኵሎም ምርጫታት ብመስርዕ ይሕብረኪ። 

እታ ጓለንስተይቲ ብዘይ ናይ መጻምድታ ፍቓድ ምንጻል ጥንሲ ከተካይድ ትኽእል እያ። ዕድሚአን 16 ዓመትን ካብኡ ንላዕሊን ዝኾና ደቂ-ኣንስትዮ ጥንሰን ክንጽላ ምስ ዝደልያ ባዕለን ክውስና ይፍቀደለን እዩ። ትሕቲ 16 ዓመት ዝዕድሚአን ደቂ-ኣንስትዮ ግን ናይ ወላዲ ወይ ናይ ሞግዚት ፍቓድ የድልየን። እዚ ዘይከኣል እንተኾይኑ፡ ናብ በዓል ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ብቐጥታ ናብ ናይ ምንጻል ጥንሲ ክሊኒክ ኪዳ። ኣብ ከምዚ ኩነታት መብዛሕትኡ ግዜ ናይ ወላዲ ፍቓድ ኣይሕተትን። 

ሜላታት ምንጻል ጥንሲ

ክሳብ 13 ሰሙናት ኣብ ዘሎ ናይ ጥንሲ ግዜ ክትግበሩ ዝኽእሉ 2 ሜላታት ምንጻል ጥንሲ ኣለዉ:

  1. ናይ ምንጻል ጥንሲ ከኒና:
    ክሳብ 9 ሰሙናት ኣብ ዘሎ ናይ ጥንሲ ግዜ (ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ወርሓዊ-ጽግያትኪ ይቑጸር)።

    ኣብቲ ክሊኒክ ወይ ከኣ ኣብቲ ቤት-ጽሕፈት ሓኪም ስድራቤት 1 ከኒናታት ክትወስዲ ኣለኪ ብድሕሪኡ ንገዛኺ ትኸዲ። ድሕሪ 1 ወይ ከኣ 2 መዓልቲ ድማ ተወሳኺ ከኒናታት ትወስዲ። ናይ ምንጻል ጥንሲ ከናኒ ምኻድ ጥንሲየስዕብ። ዋህዮ ናይ ዝጸገየ እንቋቝሖ ካብቲ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ደምደምቀይሕ ፈሳሲ ኣገዳሲ ዝኾነ ስራሕ ኣብ ኣካላትና ዘለዎ፡ ንኣብነት ናብ መላእ ኣካልት ኦክስጅን…ብዙሕ ምንባብ ከምኡ ከኣ ዝረግአ ደም ሒዙ ይወጽእ። ኣቐንዛዊ ምሽምቓቕ ናይ ጭዋዳታት ከጋጥመኪ እዩ። ክብደት ናይቲ ዘጋጥም ቓዛ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ እዩ። ዓቐን ናይቲ ዝፈሰኪ ደም እውን ምስ ናይ ካልኦት በበይኑ እዩ። ኣብ መብዛሕትአን ደቂ-ኣንስትዮ ግን እቲ ዓቐን ቓንዛ ልክዕ ከምቲ ከቢድ ወርሓዊ-ጽግያትጽግያትሓደ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ናብ ወሃዮ እንቋቊሖምስ ዝኣቱ የጋጥም። ዝተፋረየየ ወሃዮ እንቋቊሖ…ብዙሕ ምንባብ እዩ።
    ኣብ ኣወሳስዳ እቲ ክትጥቀምሉ እትኽእሊ ጸረ-ቓንዛ ምኽሪ ክወሃበኪ እዩ። ዕውልውል ምባል፡ ገብገብ ምባል፡ ረስኒረስኒናይ ሰብነት ልዑል ሙቐት (ልዕሊ 38°C - 100.4°F).ብዙሕ ምንባብ ከምኡ ከኣ ውጽኣትውጽኣትቀጢን ማያዊ ቀልቀል። ተቕማጥ ምስ እትሓምም፡ ካብ ልሙድ ንላዕሊ ናብ ሽቓቕ ክትከይድ ትግደድ።ብዙሕ ምንባብ ገለ ካብቶም ከጋጥሙኺ ዝኽእሉ ጐናዊ-ሳዕቤናት እዮም። ክሕግዘኪ ዝኽእል ሰብ ምሳኺ ክህሉ እንከሎ ዝበለጸ እዩ። ብማእከላይ ገምጋም እቲ ምፍሳስ ደም ካብ 2 ክሳብ 3 ሰሙናት ዝጸንሕ ኰይኑ፡ ግን ካብኡ ክሓጽር ወይ ከኣ ክነውሕ ይኽእል።  
     

  2. ማህጸንካ ካብ ድቂድቂዝጸገየት እንቋቚሖ ኣብ' ማህጸን ኣደ እያ እትዓቢ። እተን ቀዳሞት 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ…ብዙሕ ምንባብ ናጻ ናይ ምግባር ድሌት(ኣብ ገለ እዋን መጺኻ ምጽራግ ብዝብል ስም ይፍለጥ):
    ክሳብ 13 ሰሙናት ኣብ ዘሎ ናይ ጥንሲ ግዜ (ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ወርሓዊ-ጽግያትኪ ይቑጸር)።

    እቲ ሓኪም ቅድሚ ምጅማርኪ ንዝተወሰነ ክፋል ኣካላት ጥራሕ ዘደንዝዝ መደንዘዝ ክህበኪ እዩ። እቲ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ መራፍእ ብምውጋእ ክድንዝዝ እዩ። እዚ ድማ ሓጺር ከምኡ ከኣ ብርቱዕ ቓንዛ ክህልዎ ይኽእል። ብድሕሪ እዚ እቲ ሓኪም ብርሕሚ ኣቢሉ ነቲ ማህጸን ንምጽራይ ቀጢን ቱቦ ክጥቀም እዩ። ነዚ ክገብር እንከሎ ምሽምቓቕ ናይ ጭዋዳታት ከጋጥመኪ ይኽእል፡ እዚ ከኣ ምስቲ ኣብ እዋን ወርሓዊ ጽግያትኪ ዘጋጥመኪ ብርቱዕ ምሽምማቕ ናይ ጭዋዳታት ክወዳደር ይኽእል። ብተወሳኺ ኣብ ገለ ክሊኒካት መደንዘዚመደንዘዚካብ ቃንዛ ነጻ ዝገብረካ መድሃኒት እዩ። እቲ ሓኪም ቅድሚ መጥባሕቲ ምግባሩ፡  ሓፈሻዊ መደዘዚ…ብዙሕ ምንባብ ብምርጫ እዩ ዝወሃብ ስለዚ ኣብ እዋን እቲ ሕክምናዊ ኣገባብ ፍወሳ ክትድቅሲ ከምኡ ከኣ ዋላ ሓደ ነገር ዘይፍለጠኪ ክትኰኒ ትኽእሊ።
    እቲ ሕክምናዊ ኣገባብ ፍወሳ ኣስታት 10 ደቓይቕ ይወስድ። ድሕሪ እቲ ሕክምናዊ ኣገባብ ፍወሳ ክሳብ ትሓውዪ ኣብቲ ምንጻል ጥንሲ ዝካየደሉ ክሊኒክ ክትጸንሒ ትምከሪ። መደንዘዚ ተገይሩልኪ እንተ ኾይኑ፡ መኪና እናዘወርኪ ናብ ገዛኺ ክትከዲ ኣይክፍቀደክን እዩ። ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ ንምክልኻል ጸረ-ነፍሳትጸረ-ነፍሳትኣብ ኣካላት ንባክተርያ ክካላኸል ዘኽእል መድሃኒት። ኣንቲባዮቲክ እትውሓጥ መድሃኒት፡ ሓርጭ ወይ ድማ ፈሳሲ…ብዙሕ ምንባብ ክትቅበሊ ኢኺ ከምኡ ከኣ ብዛዕባ ፍወሳ ቓንዛ ምኽሪ ክትወሃቢ ኢኺ። 
    ንተወሰኽቲ ሒደት መዓልታት ኣብ ከብድኺ ምሽምቓቕ ናይ ጭዋዳታት ከጋጥመኪ ይኽእል እዩ። ብዛዕባ እቲ ክትጥቀምሉ እትኽሊ ፍወሳ ቓንዛ ምኽሪ ክወሃበኪ እዩ። ብተወሳኺ ዝበዝሕ ግዜ ደም ክፈሰኪ እዩ፡ ልክዕ ከምቲ ስሩዕ ወርሓዊ ጽግያትኪ። ዝበዝሕ ግዜ እቲ ዝፈስስ ደም ኣብ ዉሽጢ ክልተ ሰሙናት የቋርጽ።

ካብ 13 ሰሙናት ንድሓር ኣብ ዘሎ ግዜ (ካብታ ቀዳመይቲ መዓልቲ ናይ መወዳእታ ወርሓዊ-ጽግያትኪ ይቑጸር):

ድሕሪ 13 ሰሙናት ዝተፈላለዩ ሜላታት ናይ ምንጻል ጥንሲ ኣለው። ድሕሪ እዚ ሕክምናዊ ኣገባብ ፍወሳ መታን ከተዕርፊ ኵሉ ግዜ ኣብቲ ክሊኒክ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ክትጸንሒ ኢኺ። ድሕሪ 13 ሰሙናት ዝግበር ምንጻል ጥንሲ ኣብ ኩሉ ክሊኒካት ኣይርከብን። 

ናይ ህጹጽ እዋን ፍታሕ

ድሕሪ ምንጻል ጥንሲ እውን ክትጠንሲ ትኽእሊ ኢኺ።

ምንጻል ጥንሲ ሓደ ሜላ መከላኸሊ ጥንሲመከላኸሊ ጥንሲኣገባባትን ሜላታትን ምክልኻል ጥንሲ። ኮንዶምን መድሃኒታት መከላኸሊ ጥንሲ ከኒና ኣብነታት ጥንሲ ክንከላኸለሉ እንኽእል…ብዙሕ ምንባብ ኣይኮነን። እዚ ኣብ ህጹጽ እዋን ዝግበር ፍታሕ እዩ።