ናይቲ ዘይተወልደ ዕሸል ዕቤት
እቲ ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ንኣስታት 9 ኣዋርሕ (40 ሰሙን/ 280 መዓልቲታት) እዩ ዝጸንሕ።
ካብ 1 ክሳዕ 3 ኣዋርሕ
እቲ ዝጸገየ ዋህዮ እንቋቑሖ ቀልጢፉ ይዓቢ። ድሕሪ ካብ 3 ክሳዕ 6 ሰሙን፡ ኩሎም መሰረታዊ ናውቲ ኣካላት ክቦቕሉ ይጅምሩ።
ድሕሪ 6 ሰሙን፡ ልቢ ህርመት ትጅምር።
እቶም ናውቲ ኣካላት (ከም ሓንጎል፡ ናይ ዓንዲ ሕቖ ኣንጉዕ፡ ወዘተ።) ክዓብዩ ይጅምሩ።
እቲ ዕትብቲዕትብቲቱቦ ዓይነት ኮይኑ ነቲ ዕሸል ናብ መዳሕንቲ ዘላግብ እዩ። ዕትብቲ ንመኣዛታት ምግብን ዝጉሓፍ…ብዙሕ ምንባብ ከምኡ ድማ መዳሕንቲመዳሕንቲሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸል ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ።…ብዙሕ ምንባብ በቦትኦም ይሕዙ።
ካብ 4 ክሳዕ 6 ኣዋርሕ
እቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ብቕልጡፍ ይዓቢ እቲ ሓንጎል እውን ብዙሕ ዕቤት የርኢ። እቲ ዕሸል ክንቀሳቐስ ይጅምር፡ ንኣብነት: ይኹርመ፡ ይራጋሕ፡ ኣእዳዉ ይጭብጥ። እቲ ዕሸል ክውሕጥ፡ ክምጥምጥን ከምባሁቕን ይኽእል።
ድሕሪ 4 ኣዋርሕ፡ እታ መሕረሲትመሕረሲትንጥንስቲ ሰበይቲ ቅድሚ፡ ኣብ ግዜን፡ ድሕርን ሕርሲ እትሕግዛ ስልጠና ዝወሰደት ሰብ። መሕረስቲ መድሃኒት…ብዙሕ ምንባብ ወይ ከኣ ናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ብመርመራ ኣልትራሳውንድ ገይሮም ናይቲ ዕሸል ጾታጾታጾታ ብዛዕባ ተራን ትጽቢታትን ዝምልከት ኰይኑ፡ ንሕና ከም ሕብረተሰብ ድማ ደቂ-ኣንስትዮን ደቂ-ተባዕትዮን ዝሓቘፍና…ብዙሕ ምንባብ ክነግሩኺ ይኽእሉ። ናይ ዕሸልኪ ጾታ ክትፈልጢ ምድላይን ዘይምድላይን ኣብ ናትኪ ምርጫምርጫካብ ዝተፈላለዩ ምርጫታት፡ ኣየናይ እዩ እቲ ዝበለጸ ወስኑ። ንኣብነት፡ ሰባት ውላድ ክህልዎምን ከይህልዎምን…ብዙሕ ምንባብ እዩ ዝምርኮስ።
ድሕሪ ኣስታት 5 ኣዋርሕ፡ እቲ ዕሸል ይንቀሳቐስ ምህላዉ ክስመዓኪ እዩ።
አጽፋር፡ ቆርበትን ጸጉሪ ኣካላትን የቡቅል።
እቲ ዕሸል ክሰምዕ ይጅምር።
ካብ 7 ክሳዕ 9 ኣዋርሕ
እቲ ዕሸል ክብደቱ ብ 3 ዕጽፊ ዕቤቱ ድማ ብክልተ ዕጽፊ ይውስኽ።
እቲ ዕሸል ሙቐት ንምርካብ ስብሒ፡ ንዕቤት ጭዋዳታት ፕሮቲን፡ ንዕቤት ዓጽሚ ካልስዩም ከምኡ ድማ ከም ሓጺን ዝኣመሰሉ ካልኦት ኣገደስቲ መኣዛታት ይኽዝን።
እቲ ሓንጎል ብቕልጡፍ ይዓቢ።
እቶም ሳናቡእ ኣብ መወዳእታ እቲ ናይ ጥንሲ እዋን ርእሶም ክኢሎም ከተንፍሱ ድልዋት ኮይኖም ኣለዉ።
እቲ ዕሸል ክውለድ ምስ ቀረበ ኣቃውማኡ ይቕይርን ኵሉ ግዜ ርእሱ ንታሕቲ ይገብርን።