ምትሕልላፍ ረኽሲታት ካብ ኣደ ናብ ዕሸል
ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት
ዘይተፈወሰ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲረኽሲረኽሲ፡ ሓደ ጀርሚ ናብ ሰብነት ኣትዩ ዕንወት ምስ ኣስዓበ የጋጥም። ጀርም፡ ቫይረስ፡ ባልዕ፡…ብዙሕ ምንባብ እንተሃልዩኪ ናብቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ከተመሓላልፍዮ ትኽእሊ ኢኺ። እቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ እንድሕር ዘይተፈዊሱ ነቲ ዕሸል ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል እዩ። ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ከምዘለኪ እንተፈሊጥኪ፡ ምስ በዓል-ሞያ ሓፈሻዊ ሕክምና ወይ ከኣ ምስ መሕረሲትኪ ተዘራረቢ። ንሳቶም እቲ ዕሸል ንምክልኻል ቅኑዕ ስጕምቲታት ንምውሳድ ክሕግዙኺ እዮም።
ኣብ እዋን ጥንሲጥንሲሰበይቲ ቆልዓ እትጽበየሉ ግዜ። ጥንሲ ወሃዮ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ንወሃዮ እንቋቊሖ ድቂ ምስ…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ልዕሊ እቲ ዕሸል ዝዀነ ሓደጋ ብዘየስዕብ መንገዲ መብዛሕትኦምብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ረኽሲታት ክፍወሱ ይኽእሉ እዮም፡ ብዘይካ ብዓይነት ቢ ዝፍለጥ ወይቦ። ብዓይነት ቢ ንዝፍለጥ ወይቦ ብዝምልከት ግን፡ እቲ ዕሸል ምስ ተወልደ ክኽተብ እዩ።
ኣብተን ናይ መወዳእታ 3 ኣዋርሕ ናይ ጥንሲ ኣብ ርሕሚርሕሚኣካል ናይ ውሽጣዊ ጾታዊ ኣካልት ናይ ጓል ኣንስተይቲ። ርሕሚ ንማህጸን ምስ ግዳማዊ ኣካላት…ብዙሕ ምንባብ ብቫይረስ ዝመጽእ ቈርበት ዘቚስል ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ ምስ ዝፍጠር ነቲ ዕሸል ሓደገኛ ክኸውን ይኽእል እዩ። ብቕጽበት ምስ መሕረሲትኪ ወይ ከኣ ምስ ናይ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ ሓኪምኪ ተዘራረቢ።
ጥንስቲ ጓለንስተይቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ብዙሓት ረኽሲታት ከይህልዉዋ ኩሉ ግዜ ምርመራ ይግበረላ እዩ። ናይ ሓደ እተወሰነ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ መርመራ ክትገብሪ እንተደሊኺ፡ ንመሕረሲትኪ ወይ ከኣ ንናይ ማህጸን ሓኪምኪ ክትሓቲ ኣለኪ።
ጥንስቲ ጓለንስተይቲ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፉ ብዙሓት ረኽሲታት ከይህልዉዋ ኩሉ ግዜ ምርመራ ይግበረላ እዩ። ናይ ሓደ ዝተወሰነ ብጾታዊ-ርክብ ዝመሓላለፍ ረኽሲ ምርመራ ክትገብሪ እንተደሊኺ፡ ንሓኪምኪ ክትሓቲ ኣለኪ።
ኤች.ኣይ.ቪኤች.ኣይ.ቪቫይረስ (ናይ ሰባት ናይ ሕማማ ምኽልኻል ዓቕሞም ዘሕጽር ቫይረስ) ንባህርያዊ ስርዓት ምክልኻል የጥቅዕ።…ብዙሕ ምንባብ
እንተድኣ ኤች.ኣይ.ቪ ኣለኪ ኮይኑ፡ ገና ካብ ኤች.ኣይ.ቪ ናጻ ዝዀኑ ቆልዑት ክትወልዲ ትኽእሊ ኢኺ:
- ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዋ ጥንስቲ ጓለንስተይቲ ኣብ እዋን ጥንሲን ሕርስን መድሃኒት ክትወስድ ኣለዋ። ኣብ ከምዚ ኩነታት፡ ልዕሊ 99% ህጻናት ካብ ኤች.ኣይ.ቪ ናጻ ኮይኖም ይውለዱ።
- እቲ ቆልዓ ኩሉ ግዜ ብመጥባሕቲ እዪ ዝውለድ። እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ውሑስ እዩ ኢሉ እንተኣሚኑ እቲ ህጻን ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ እውን ክውለድ ይኽእል እዩ።
- እቲ ቆልዓ ምስ ተወልደ መድሃኒታት ይወሃቦ።
- ኣብ ኔዘርላንድስ መብዛሕትኦም ሓካይም ቆልዓ ምስ ተወልደ ኣብ ክንዲ ጸባ ጡብጸባ ጡብካብ ጡብ ጓለንስተይቲ' ዝወጽእ ጸባ። ደቂ-ኣንስትዮ ንህጻናተን ብጸባ ጡበን ክምግብኦም ይኽእላ።ብዙሕ ምንባብ ኣዲኡ ዝጠቡ በይቢ ፎርሙላ ዝበሃል ጸባ ብጡጦ ክወስድ እዮም ዝመኽሩ፡ ምኽንያቱ እዚ ኤች.ኣይ.ቪ ከይሓልፎ ንዝህሉዎ ስግኣተ-ሓደጋስግኣተ-ሓደጋሓደ ባህ ዘየብል ነገር ናይ ምግጣም ተኽእሎ፡ ንኣብነት ሓደ ሕማም።ብዙሕ ምንባብ ስለዘወግድ። ይኹን’ምበር፡ ሓንቲ ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዋን ቫይረስቫይረስንኣካላት ከጥቕዑ ዝኽእሉ ኣዝዮም ንኣሽቱ ፍጡራት። ኣብ ወሃዮታት ኣካላት ብቐሊሉ ክራብሑ ዝኽእሉ እዮም።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ውሽጣ ዝተዓብጠን ኣደ፡ ኣብ ትሕቲ ምክትታል ሓኪም ጸባ ጡብ ከተጥቡ ትኽእል እያ። ከምዚ ክትገብሪ ትሓስቢ እንተ ኮይንኪ ምስ ሓኪምኪ / ብዓል-ሞያ ኤች.ኣይ.ቪ ተማኸሪ።

ኤች.ኣይ.ቪ ዘለዋ ጥንስቲ ጓለንስተይቲ ኣብ እዋን ጥንሲ መድሃኒታት ክትወስድ ኣለዋ።

እቲ ቆልዓ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት ብመጥባሕቲ እዩ ዝውለድ።

እቲ ቆልዓ ምስ ተወልደ መድሃኒታት ይወሃቦ።

እታ ኣደ ነቲ ቆልዓኣ ጡጦ ትምግቦ።