ናብ’ዞም ስዕቡ ምትርጓም፡-

ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ

መጥባሕታዊ ሕርሲሕርሲመስርሕ ሕርሲ ወይ ምውላድ ዕሸል።ብዙሕ ምንባብ ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ እዩ። ኣብ እዋን መጥባሕታዊ ሕርሲ፡ እቲ ሓኪምሓኪምንሕሙማት ሰባት ከፍውስ ዝሰልጠነ ሰብ። ሓኪም መድሃኒታትክእዝዘ ይኽእል እዩ። ሓኪም ወዲ-ተባዕታይ ወይ ድማ…ብዙሕ ምንባብ ነቲ ቆልዓ ንምውጻእ ናይታ ኣደ ከብዲ ይጠብሖ።
 

ከብዲ ጠቢሕካ ቆልዓ ክወጽእ ካብ ዘገድዱ ተደጋገምቲ ምኽንያታት እዞም ዝስዕቡ እዮም:

  • ናይታ ኣደ ጎሎጎሎክፋላት ኣካላት፡ ኣብ መንጎ ጎሎ ዘሎ እተዓጽፈ እኩብ ኣዕጽምቲ።ብዙሕ ምንባብ ቆልዓ ንምውጻእ ኣዝዩ ዝንእስ እንተኾይኑ;
  • እቲ መዳሕንቲመዳሕንቲሓንቲ ጓለንስተይቲ ምስ ጠነሰት ኣብ ጎድኒ እቲ ዕሸል ኣብ ማህጸና ዝዓቢ ኣካል እዩ።…ብዙሕ ምንባብ ኣብ ቅድሚ ኣፍ ማህጸንማህጸንኣብ ውሽጢ ማህጸን ናይ ጓለንተይቲ 'እቲ ዕሸል ክዓብየሉ ዝኽእል ቦታ እዩ።ብዙሕ ምንባብ (ክሳድ ማህጸንክሳድ ማህጸንኣብ ታሕቲ ናይ ማህጸንዘሎ ጸቢብ መእተዊ፡ ማለት ኣብ ላዕለዋይ ክፋል ናይ ርሕሚዝርከብ። ኣብ…ብዙሕ ምንባብ) እንተኾይኑ ዘሎ ወይ ከኣ እቲ መዳሕንቲ እንድሕር ላሕሊሑ;
  • ክፋል ናይቲ ዕትብቲዕትብቲቱቦ ዓይነት ኮይኑ ነቲ ዕሸል ናብ መዳሕንቲ ዘላግብ እዩ። ዕትብቲ ንመኣዛታት ምግብን ዝጉሓፍ…ብዙሕ ምንባብ በቲ ክሳድ ማህጸን ገይሩ እንድሕር ወጺኡ;
  • ርእሲ ናይቲ ዕሸልዕሸልዝጸገየት እንቋቚሖ  እቲ ቀንዲ ክፋላት ናይ ህጻን እናርኣየት (ድሕሪ ናይ 3ይ ወርሒ ጥንሲ)።ብዙሕ ምንባብ ንቑልቁል ገጹ እንድሕር ዘይኮይኑ;
  • ካብ 1 ንላዕሊ ቆልዑ ዝውለዱ እንተኾይኖም;
  • እታ ኣደ ወይ ከኣ እቲ ዕሸል ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ ሕርሲ ክካየድ ዘየኽእል ሕማምሕማምናይ ሓደ ሰብ ኣካላት፡ 'ክፍሊ ኣካላት ወይ ድማ ኣእምሮ ከም’ቲ ዘግብኦ እንተድኣ ዘይሰርሕ…ብዙሕ ምንባብ እንተሃልዩዎም።

ቆልዓ ንምውጻእ ኣብ ከብዲ መጥባሕቲ ዝገብር ሓኪም።

ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ: እቲ ሕክምናዊ መጥባሕቲ

ዝተወጠነ ወይ ከኣ ዝተሓስበሉ ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ምውላድ ናይ ምውላድ መስርሕ ብኸምዚ ዝስዕብ እዩ ዝካየድ:

ንጉሆ ናብ ሆስፒታል ትኣትዊ። ናይ ግድን እንተወሓደ ን 6 ሰዓት መግቢ ከይበላዕኪ (መግቢ ይኹን መስተ ከይወስደኪ) ክትጸንሒ ኣለኪ። ንመጥባሕቲ ትዳለዊ። ንኣብነት: ናይ መጥባሕቲ ጋዎን ትኽደኒ፡ ስልማትኪ ተውጽኢ ከምኡ ድማ መመላኺዒታትኪ ተልግሲ።

እቲ ሓኪም ብትሕቲ ሽምጢኺ መደንዘዚመደንዘዚካብ ቃንዛ ነጻ ዝገብረካ መድሃኒት እዩ። እቲ ሓኪም ቅድሚ መጥባሕቲ ምግባሩ፡  ሓፈሻዊ መደዘዚ…ብዙሕ ምንባብ ክወግኣኪ እዩ። እዚ ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ሕቖ ዝውጋእ መርፍእ እዩ። እቲ መርፍእ ኮፍ ኢልኪ ወይ ደቂስኪ ክትውግእዮ ትኽእሊ።

ሓኪም ነታ ጥንስቲ ጓለንስተይቲ ኣብ ታሕተዋይ ክፋል ሽምጣ መደምዘዚ እናወግኣ።

ኣብ እዋን ሕርሲ፡ መጻምድኺ ወይ ካልእ ዝመረጽክዮ ሰብ ምሳኽኢ ክጸንሕ ይኽእል እዩ። እቲ ሓኪም ኣብ ከብድኺ ማለት ኣብ ልዕሊ ጸጉሪ ብልዕትኺ ይጠብሓኪ። ፈጺሙ ቃንዛ ኣይስመዓኪን፡ ይኹን እምበር መጥባሕቲ ይግበረልኪ ምህላዉ ክስመዓኪ ይኽእል እዩ።

እቲ ሓኪም ቆልዓኺ የውጽኦ። ብምሉኡ እቲ መጥባሕቲ ክሳዕ 1 ሰዓት ይውድእ።
ብድሕሪኡ እቲ ዕትብቲ ይቑረጽ።

እንተድኣ ብመጥባሕቲ ብኸብዲ ክትሓርሲ ዘገድድ ህጹጽ እዋን ኣጋጢሙኪ:

  • ኣብ ክንዲ እቲ ብታሕተዋይ ክፋል ሕቖኺ (ውሱን) ዝወሃብ መደንዘዚ ሓፈሻዊ መደንዘዚ እዩ ዝወሃበኪ;
  • መደንዘዚ ምስተገብረልኪ መጻምድትኺ ጥራይ እዩ ምሳኺ ክኸውን ዝፍቀደሉ።